fbpx

3ይ ገጽ/ክፋል ምክፋት ናይ ዴንማርክ

3ይ ገጽ/ክፋል ምክፋት ናይ ዴንማርክ

08/06/2020 / /

ካብ ሶኑይ ዕለት 8 ሰነ ጀሚሩ ብዙሕ ክፋላት ናይ ዴንማርክ ክክፈት ጀሚሩ ኣሎ ገለ ካብኡ ከኣ፣-

  • ናይ መጻወቲ ማእከላትን፣ መሐንበሲ ማእከላትን፣ ሕክምናን፣ ዓበይቲ ናይ መሐንበሲ ቦታታትን።
  • ናይ ስፖርት ማእከላትን፣ ናይ ልምምድ/ፊትነስ ማእከላትን።
  • ኣብ ደገ/ወጻኢ ዝርከቡ ፓርክ/ናይ መዘናግዒ ቦታታት፣ እቲ ናይ ጥንቃቀ እገዳታት ግን ከምዝለዎ ክኸውን እዩ።
  • ናይ ሓባር ንጥፈታት ንቆልዑን ዓበይትን ክክፈት እዩ።
  • መርዓታትን ዓበይቲ ፈስታታትን ክፍቀድ እዩ፣ ስጋብ 500 ዝኾኑ ሰባት ውን ክእከቡ ይኽእሉ፣ ግን ገለ ገለ ክንገብሮም ዘለና ጥንቃቀታት ኣለዉ ኸም ኣብነት፣- ኣብ ቤት መግቢ/ረስቶራት ንገብሮ እንተለና ን መግቢ ዝኸውን እኹል ቦታ/ሎካል ክንክርብ ኣለና፣ እንተዘይኮይኑ ባዕልና ዓበይቲ ማእከላት ተኻሪና 500 ሰባት ክንእክብ ኣይፍቀድን እዩ።
  • ኣኼባታትን ምትእክኻባትን ስጋብ 500 ሰባት ይከኣል ኣብ ትሕቲ ፍሉይ ፍቃድ።
  • ናይ ኹዑሶ ዓበይቲ ግጥማት ብፍሉይ ፍቃድ ብምውጻእ ስጋብ 500 ሰባት ክዕዘቡ ይከኣል።

ናይ ባይቶ እገዳ ዕለት 8 ሰነ ካብ 10 ሰባት ናብ 50 ሰባት ምትእኽካብ ፈቂዱ።

ኣማሓደርቲ ውን ብወገኖም ነቲ ብናይ ባይቶ እገዳ ዝወጸ፣ ካብ ዕለት 8 ሓምለ ናብ ናይ 100 ሰባት ምትእኽኻባት ክብ ከብልዎ፣ ከምኡ ውን ካብ ዕለት 8 ነሓሰ ውን ናብ 200 ሰባት ክብ ከብልዎ ከም ዝደልዩ/ ዝምነዩ ሓቢሮም እዚ ግን ምንዮት/ ድልየት ጥራይ እዩ፣ ዝተወሰነ ነገር ኣይኮነን ስጋብ ሕጂ።

ዞባዊ/ኣውራጃዊ ፍልልያት

ናይ ዞባዊ ፍልልያት ምኽንያት ዝኾነ፣- ኣኣብ ዞባታቱ ነንበይኑ ናይ መልከፍቲ ጸቅጢ ኔሩ ስለዚ ኣብ ናይ ምኽፋት መስርሕ ውን በበይኑ ከም ዝኸውን ነተሓሳስብ፣ ንብነት፣ ሰራሕተኛታት ናይ ምዕራባዊ ዝዓበየ ቢንቶ ቅናት ዴንማርክ (ማለት እቲ ዝዓበየ ድልድል ካብ Fyn ናብ  Sjælland ዘራክብ) ኣብ ናይ ስራሕ ቦቶኦም ብኣካል ክርኸቡ ተነጊሮም። ሰራሕተኛታት ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ቦታታት ኣብ ዞባ Sjælland ከማኡ ውን ኣብ ርእሲ ኸተማ ዝርኸቡ ውን ንዕለት 15 ሰነ ስርሖም ክጅምሩ ትጽቢት ይግበር።

Relaterede nyheder

መልከፍቲ ደው ተብል ኣፕሊከሽን (App)

10/07/2020
መልከፍቲ ደው ተብል ኣፕሊከሽን ናይ ሓበሬታ (App ኮይና፣ ኩልና ኮይንና ን ናይ ኮቪድ-19 ምልባዕ መልከፍቲ ደው ከነብሎ ትሕግዘና እያ። እዛ […] Læs mere… Læs mere…

ሓድሽ ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ብዛዕባ ናይ መጎዓዝያ ምኽሪ ኣብ ግዜ ኮቪድ-19

08/07/2020
መገሻ ናብ ብዝሕ ዝበላ ሃገራት ተኸፊቱ ኣሎ፣ ኣብ መብዛሕተአን ሃገራት ኤሮፓ (EU/Schengen) ከምኡ ውን ዓዲ እንግሊዝን (UK)። ብሃገር ደረጃ ናይ […] Læs mere… Læs mere…

ዶባት ብኸፊል ክክፈት ክጅምር እዩ፣ ንናይ ወጻኢ ሃገር መገሻታት ግን ኣይነተባብዕን።

29/05/2020
ጹማቕ/ ሓጺር ክፋል ናይ ብዕለት 29 ግንቦት 2020 ዝነበረ ኮምፈረንስ ምስ ቐዳመቲ ምኒስተር ዴንማርክ። ንኹሉ ናይ ወጻኢ ሃገር መገሻታት ክሳብ […] Læs mere… Læs mere…

ኣብዚ ግዜ ናይ ኮሮና መርመራ ክትገብር ምስ እትደሊ፣ ባዕልኻ ግዜ ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢካ ፣ ወላ ውን ምልክታት ናይ ኮሮና ቫይረስ ኣይሃልኻ።

19/05/2020
ሕጂ ናይ ኮሮና ቫይረስ መርመራ ንኽትገብር ካብ ሓኪምካ መሕለፊ ፍቃድ ኣየድልየካን እዩ። ካብዛ ሰሙን እዚኣ ጀሚሩ ኩሉ ርእሱ ዝኽእል/እኹል ሰብ […] Læs mere… Læs mere…

መንግስታውያን መራሕቲ ኣካላት ዘውጽእዎ ሓድሽ ናይ ምክልኽል ውጥን ብዛዕባ መርመራን ምስ ዝተለኽፈ ዜጋ ጥቡቕ ርክብ ጌርካ ንዝተለከሙ ሰባት ትረኽበሉ ሜላን ዝምልከት።

13/05/2020
ጽሟቅ ትሕዝቶ ብ ዕለት 12 ግንቦት ዝነበረ ህጹጽ ኮንፈረንስ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር። ዴንማርክ ኣቀዲማ ብዝዓበየ መልክዑ ዝጀመረቶ ናይ ኮቪድ 19 […] Læs mere… Læs mere…

ቦርድ ጸጥታ ኣንጻር ኣብ ገዛ ዝተዳለወ መሸፈን-ኣፍ የጠንቅቕ

12/05/2020
ገለ ውልቃውያን ባዕላቶም መሸፈን-ኣፍ ክሰፍዩ ወይ ክኣልሙ ጀሚሮም ኣለው። ግን ኣብ ገዛ ዝስፈወይ ዝእለም መሸፈን-ኣፍ፥ ዘየተኣማምን ውሕስነት ዘይህብን ክኸውን ይኽእል እዩ። እዚ ዘየተኣማምን ኩነት ዝፍጠር፥ ሓደ ሰብ እዚ መሸፈኒ ስለ ዝገበረ ዝከላኸለሉ ኮይኑ ስለ ዝስምዖ፥ ኣብ ጽሬትን ማሕበራዊ ምርሕሓቕን ኣተዅሮ የጕድል። ግን እዚ ኣብ ገዛ ዝተዳለወ መሸፈን-ኣፍ፥ኣንጻር ኮቪድ 19: ዘይከላኸል ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ንጣራዊ ቫይረስ ክሰትኵ ተኽእሎ ስለ ዘሎ። ኣንጻር ሕማም እንጥቀመሉ ቀረብ ከም መሸፈን-ኣፍ ዝኣመሰለ፥ ሕማም ንኽገትእ ዝተፈላለዩተክኒካዊ ረቛሒታት ዘማልኤ ክኸውን ኣለዎ። ከም ተጠቃሚ ንኣብነት፥ መሸፈን-ገጽ/ማስኬራግሉጽ ዝኾነ ”CE-mærke”ዝብል ምልክት ዘለዎ: ንውልቃዊ መከላኸሊ ዝጠቅም ክኸውን: ፍሉይ ኣድህቦ ክንገብረሉ ይግባእ። ኣብ ገዛ ዝተሰርሔ፥ ሕጋዊ ጠለባት ዘየማልእ መከላኸሊ ነገራት፥ ንመሸጣ ምውዓል ብጥብቂክልኩል እዩ።   ቦርድ ጸጥታ፥ ኩሉ ሰብ ንቅጥዕታት ህዝባዊ ጥዕና፥ ማሕበራዊ ምርሕሓቕን፥ ጽሬትን ዝኣመሰሉ፥መሰረታውያን ኣንጻር ኮቪድ-19 ምኳኖም ኣሚኑ፥ ብጥብቂ ከተግብሮም የማሕጽን። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ተዓዘብ፥https://www.sik.dk/erhverv/produkter/personlige-vaernemidler/vejledninger-forbindelse-corona-covid-19/hjemmestrikkede-masker-giver-formentlig-ikke-beskyttelse# https://www.dr.dk/nyheder/indland/styrelse-hjemmestrikkede-og-hjemmesyede-masker-giver-falsk-beskyttelse Læs mere…

ካልኣይ መድረኽ/ክፋል ምኽፋት ደንማርክ ጀሚሩ ኣሎ

07/05/2020
ጹማቅ ጸብጻብ ናይ ብዕለት 7 ግንቦት ዝተኻየደ ህጹጽ ኮንፈረንስ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር Mette Frederiksen ዴንማርካውያን ሰበ-ስልጣን ዝሃብዎ ምኽሪ (ኣብ ግብሪ […] Læs mere… Læs mere…

ናይ ጥዕና ቦርድ ማእከል ኣብ ልዕሊ እቶም ንሕማም ብቀሊሉ ተቃላዕቲ ወይ ተጠቃዕቲ/ ናይ ጸገም ግሩብ ኢሎም ዝጽውዑ መግለጼኡ ቀይሩ።

06/05/2020
ድሕሪ ዝተናውሐ መጽናዕቲ፣ ናይ ጥዕና ቦርድ ማእከል ሰፊሕን ልክዓዊን ዝኾነ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ፣ ብዛዕባ እቶም ንሕማም ብቀሊሉ ተቃላዕቲ/ ተጠቃዕቲ ዝኾኑ […] Læs mere… Læs mere…

ኣብዚ እዋን እዚ ጸረ ናይ ነድሪ ሳንቡእ ክታበት ክጅመር እዩ፣ ነቶም ንሕማም ዝተቃልዑ ግሩብ

04/05/2020
እቶም ኣዝዮም ንዕቱብ ሕማም ቅሉዓት ኣብ ናይ መልከፍቲ ኮቪድ19, ኣብዚ ግዜ እዚ ናብ ናቶም ሓኪም ክሓልፉን ነጻ ክታበት ናይ ጸረ […] Læs mere… Læs mere…

ጸብጻብ ህጹጽ ኮምፈረንስ ኣብ መንጎ ምኒስትሪ ጥዕናን ናይ ጥዕና በዓል መዚን ብ ዕለት 20/04/2020 ዝነበረ

20/04/2020
ኣብቲ ቀዳማይ መድረኽ ናይ ምኽፋት ሕብረተሰብና ንርከብ ኣለና፣ ምኽንያቱ ኣብ ደንማርክ እዚ ለብዒ ተቆጻጺርናዮ ስለ ዘለና እዩ፣ ምክፋት ክበሃል ከሎ […] Læs mere… Læs mere…

Vær med til at sikre
et ligeværdigt Danmark
– for alle!

Sammen styrker vi minoritetsetniske danskeres
muligheder, stemmer og samfundsdeltagelse



Hvert eneste medlemskab og donation styrker Mino Danmarks legitimitet og eksistensberettigelse.

Det gør en forskel og styrker foreningens muligheder for at lykkes med at skabe et lige samfund, uanset etnisk baggrund.

Hvert eneste medlemskab og donation styrker Mino Danmarks legitimitet og eksistensberettigelse.

Det gør en forskel og styrker foreningens muligheder for at lykkes med at skabe et lige samfund, uanset etnisk baggrund.